Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ ስነ ሰርዓት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጠ ዝቐነየ መበል 88 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ ይካየድ ኣሎ።

እቲ በዓል፥ “ብመስዋእትነት ሃገር ዘፅንዐ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 20 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ምፅንሑ ይዝከር።

ኣብቲ ቅነ ፎረም ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መድረኻት ተሳሊጦም ኢዮም።

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤሚሬትስ ሕብረት ዓረብን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን “ፀሊም ኣንበሳ” በዝብል ስያመ ምርኢት ሓይሊ ኣየር የካይዱ ኣለዉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.