Fana: At a Speed of Life!

ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስርዓት ገዳ ብውርሻ/ቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገበሉ መበል ራብዓይ ዓመት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ኦሮሚያ፣ ዞባ ጉጂን እቲ ዩንቨርስቲን ብሓባር ብምዃን ኢዮም እቲ ስርዓት ዳሊዮምዮ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ስርዓት ገዳ ብውርሻነት ካብ ዝተመዝገበሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ዝተፈፀሙ ተግባር ክግምገም ኢዩ።

ምሁራን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘተ ዘቕርቡ እንትኾኑ፥ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ልምዶም ከካፍሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ መድረኽ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ ፅባሕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.