Fana: At a Speed of Life!

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኣቦ መንበር ኦነግ ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ተፈፂሙ።

ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ከባቢ ሲ ኤ ምሲ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኦም ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ቀደም መቓልስቶም፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተፈለጥቲ ሰባትን ፈተውቶም ተረኺቦም።

ድሕሪ እዚ ስርዓተ ቀብሪ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ።

ን45 ዓመታት ኣብ ቃልሲ ዝፀንሑን ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝብ ዝነበሩን ኣይተ ገላሳ ዲልቦ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ይዝከር።

ብቆንጂት ዘውዴ

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.