Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ምርምር ሰንሰለት ዘርኢ ኣብ ምምሕያሽ ርኡይ ግደ ኣለዎ-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምርምር ሰንሰለት ዘርኢ ኣብ ምምሕያሽ ርኡይ ግደ ኣለዎ ከብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ኣብን ምምሕያሽ ዘርኢ ጠመተ ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።

ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ሰንሰለት ዘርኢ ንምምሕያሽ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ከምዘለዎ ገሊፆም።

ስራሕቲ ምርምር እቲ ሰንሰለት ዘርኢ ኣብ ምምሕያሽ ርኡይ ግደ ከምዘለዎ ድማ ተዛሪቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.