Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ÷ ዝተትሓዙ ኣጀንዳታት ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ቀሪቡ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ብምፅዳቕ ኢዩ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ ዘሎ፡፡

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ሓዊሱ ኣብ ዝተትሓዙ ካልኦት ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ከቐምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.