Fana: At a Speed of Life!

ስምምዕነት ሰላም ደቡብ ሱዳን ተግባራዊ ንኽኸውን ኢትዮጵያ ሃናፂ ግደ ክትፃወት ኢያ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፍሉይ ተወካሊን ደቡብ ሱዳን ሓላፊ ልኡኽቶ ደቡብ ሱዳን ኣብ ውሕመን ኒኮላስ ሮላንድ ሌይቦርን ሃይሶም ተዛቲዮም፡፡

ኣይተ ደመቀ÷ ኢትዮጵያ ፀፅታን ሰላምን ደቡብ ሱዳን ንኽረጋገፅን ስምምዕነት ሰላም ተግባራዊ ንኽኸውንን ዘለዋ ግደ እናተዋፀአት ምዃና ተዛሪቦም።

ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ታሪኽ፣ ባህሊን ህዝቢ ምስ ህዝቢን መበገሲ ብምግባር ሰላም እቲ ዞባ ንኽረጋገፅን ሰላም ንኽፀንዕን እናሰርሐ ምዃና ነቶም ፍሉይ ተወካሊ ኒኮላስ ሮላንድ ሌይቦርን ሃይሶም ኣብሪሆምሎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.