ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስልጣንን ተግባርን ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ 22 ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ቀሪቦም።
ዝርዝሮም ድማ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦
- ሚኒስቴር ሕርሻ
- ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
- ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
- ሚኒስቴር መዓድን
- ሚኒስቴር ቱሪዝም
- ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን
- ሚኒስቴር ገንዘብ
- ሚኒስቴር እቶት
- ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን
- ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
- ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን
- ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን
- ሚኒስትቴር ማይን ኢነርጂን
- ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን
- ሚኒስቴር ትምህርቲ
- ሚኒስቴር ጥዕና
- ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን
- ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን
- ሚኒስቴር ምክልኻል
- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
- ሚኒስቴር ፍትሒ
- ሚኒስቴር ሰላም
ብሃይለየሱስ ስዩም
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ