Fana: At a Speed of Life!

ሴሚናር ዳያኑ ሃገራት ብሪክስ ኣቻይና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ብሪክስ ዝተውፃእፅኡ ዳያኑ ዘካተተ ሴሚናር ኣብ ቻይና ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡

ኣብቲ ሴሚናር ብፕሬዚዳንት ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ኪያር ዝተመርሐ ልኡኽ ሰለስቲኦም ኣቢያተ ፍርዲ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ካብ ብራዚልን ግብፂን ሓዊሱ ካብ ሚኒስቴር ፍትሒ እተን ሃገራት ዝተወከሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ተሳቲፎም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ እውን ካብ ሚኒስቴር ፍትሒ ዝተወከሉ ዓቀብቲ ሕጊ እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.