Fana: At a Speed of Life!

ሱልጣን ኦማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኦማን ሄይትሃም ቢን ጣሪቅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም።

ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት መግላፂ ሓጎስ እናለኣኻ ይርከባ።

ሎሚ መዓልቲ  እውን ሱልጣን ኦማን ሄይትሃም ቢን ጣሪቅ መልእኽቲ ሓጎስ ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.