Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ስራሕቶም ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ ክልል ደቡብ ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ተረኺቦም ነቲ ሰራዊት ስራሕቶም ኣቕሪቦም።

ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ እቲ ክልል፥ ነቲ ሰራዊት ስንቂ ሞራል ዝኾኑ ከም ሙዚቃታት፣ ግጥሚታት፣ ሽለላን ፈኸራን ዝኣምሰሉ ስራሕቲ ኣቕሪቦም።

መኸታ ሃገር ንዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል ብናውቲን ገንዘብን ካብ ምሕጋዝ ብተወሳኺ ብኣካል ተረኺብካ ነቲ ወታደር ኣብ ምብርትታዕን ኣብ ምጅጋንን ትኹረት ተገይሩ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ትካል ሬድዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ፀብጺቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.