Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ኣልባሳትን ለስላሳ መስተን ድጋፍ ገይሮም።

ተወካሊ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣይተ ሙሉጌታ ቢያዝን ፥ እቲ ድጋፍ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብዘለዉ ሰብ ሃፍቲ ዝተኣከበ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ብምውዳድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ዝድምሰስ ድጋፍና ክንቅፅል ኢና ኢሎም።

ናይ ምዕራብ እዝ ተንቀሳቓሲ ሆስፒታል ናይ ሎጂስቲክስ ኣተሓባበባሪ ሻ/ቃ ጉልላት ነጋሽ፥ ኣብ ኣማራ ክልል ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ንዝገበርዎ ደገፍ አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.