Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን ኢዩ ክብሉ  ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ገሊፆም።

‹‹ዓድዋ ኩርዓት መላእ ፀለምቲ ህዝብታት›› ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ÷ ድሙቕ ታሪክ ዓወት ዝተፅሓፈሉ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ቅድም ክብል ንዝኽሪ ጥራሕ ይኽበር ከምዝነበረ ብምግላፅ፥ ሎሚ ግን ነቲ ዓወት ብዝምጥን ዝኽሪ በዚ ትውልዲ ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም።

መራሕቲ ሰራዊት ሓዊሱ ብሄር ብሄረሰባት እውን ኣብቲ ዝኽሪ ምክታቶም ንኢዶም።

ሰራዊት ምክልኻል ተጋድሎ ጀጋኑ ዓድዋ ብምውራስ ንሃገሩ ብኹርዓት ዘብዒ ክኸውን  ኢዩ ክብሉ ኣረጋጊፆም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.