Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም።

ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።

ነቲ ሆስፒታል ደገፍ መድሓኒት ዝገበሩ አንትኾኑ፥ ምስ ነበርቲ ከተማ ፈረሰ ቤት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም።

ሌ/ጀ መሓመድ፥ ፅንፈኛታት ስልጢ ቃልሶም ኣብ ውሽጢ ሕቶ ህዝቢ በምሕባእ ናይ ዘረፋን ስልጣንን ፃምኦም ንምርዋይ እንተፃዓሩ እውን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዘብፀሐሎም ውቅዒት ክሰምረሎም ኣይከኣለን ኢሎም።

ህዝቢ እቲ ከባቢ እውን መስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብምዃን ዝተረኸበ ሰላም ዝሕሊ ክኾን ኣለዎ ከብሉ ገሊፆም።

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ እውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.