Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም።

ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ትካል ኮማንደር ጥላሁን ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ናብ መ፪ቃብሮም ክሳብ ዝኣትዉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክሳብ ዘመቻ ዝበፅሕ መስዋእትነት ንምኽፋል ድልዋት ኢዮም።

ነዚ ድማ ክሳብ ሐዚ 107 ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ናብ ግንባር ከምዝወፈሩ ሓቢሮም።

ብተመሳሳሊ ሃረር ናይ ጦር አካዳሚ ቀዳማዊ ሀይለስላሴ ኣሉሙናይ ማሕበር ንሰራዊት ዘዋፅኦ ልዕሊ 300 ሺሕ ብር ኣታዊ ገይሩ ክብል ኢፕድ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.