Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንምሃብ ወሲኖም።

እቶም ሰራሕተኛታት ንዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምድጋፍን ዓሊሞም ኢዩ እቲ ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ ንምሃብ ዝወሰኑ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.