Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ። እኖታትናን ኣቦታትናን ሉእላውነታን ክብራን ሓሊዮም ዘረከቡና ሃገር ብውሽጢን ደገን ወረርቲ ሓይሊ ንከይትድፈር ኩሉ ኢትዮጵያዊ ሓደ ኮይኑ ብሓባር ደው ክብል ይግባእ ኢሎም። እቶም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣብ ግንባር ንዝፋለሙ ዘለዉ ናይ መከላከያ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልልን ሚሊሻን ኣባላት ብደም ልገሳ፣ ብገንዘብን ሞራልን ድጋፍ ንምግባር ግደኦም ይዋፅኡ ከምዘለዉ ምዝራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኣዲስ ኣበባ፣  17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ገንዘብ ንመከላከያ ሰራዊት ካብ 190 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ድጋፍ ገይሮም።

እቶም ሰራሕተኛታት ካብ ወርሒ መሃየኦም ካብ 50 ክሳብ 100 ሚኒታዊ ንመክልኻል ሃገር ንምሃብ ከመዝወሰኑ ተገሊፁ።

እኖታትናን ኣቦታትናን ሉእላውነታን ክብራን ሓሊዮም ዘረከቡና ሃገር ብውሽጢን ደገን ወረርቲ ሓይሊ ንከይትድፈር ኩሉ ኢትዮጵያዊ ሓደ ኮይኑ ብሓባር ደው ክብል ይግባእ ኢሎም።

እቶም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣብ ግንባር ንዝፋለሙ ዘለዉ ናይ መከላከያ ሰራዊት፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልልን ሚሊሻን ኣባላት ብደም ልገሳ፣ ብገንዘብን ሞራልን ድጋፍ ንምግባር ግደኦም ይዋፅኡ ከምዘለዉ ምዝራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.