Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ሙስናን ፌዴራል ንመከላኸሊ ሰራዊት ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦምን ደምን ለጊሶም።

ህወሓት ምስ ሓድነት ኢትዮጵያ ዘይደሊዩ ፀላእቲ ብመዃን ኢትዮጵያ ንምብትታን ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ኮሚሽነር ወዶ አጦ ገሊፆም።

በዚ ድማ ተጋድሎ ምስ ዝገብር ዘሎ መከላከያ ጎኒ ብምስላፍ ኣጋርነቶም ንምርኣይ ናይቲ ትካል ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ካብ ሓደ ወርሒ መሃየኦም 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ብተወሳኺደም ልገሳ ከምዝገበሩ ተዛሪቦም።

ነቲ ድጋፍ ዝተረከቡ ተወካሊ መከላከያ ሌተናንት ኮሎኔል አበራ ነጋሳ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ራዕዲ ይውሰድ ዘሎ ወፍሪ ዓወታት የምዝገቡ ከምዘለዉ ምዝራቦም ኢቢሲ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.