Fana: At a Speed of Life!

ሰላም ባስ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ባስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ።

ሰላም ባስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብምኽኒያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ 51 ሰብ ብምስፋር ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ተገሊፁ።

እቲ ጉዕዞ ብዓፋር ኣቢሉ ይወሃብ ከምዘሎ እቲ ኩባኒያ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.