Fana: At a Speed of Life!

ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ እታ ከተማ ዘዳለዎ መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ምስ ዝተፈላለተዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳለጥ ኣሎ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ ዘውዴ፥ ቀዳማይ ተግባር መንግስቲ ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታት ምሕላው ኢዩ ኢሎም።

ነዚ ድማ ጠንካራ ትካላት ፖሊስ፣ ደሕንነትን ፀፅታን መህናፅ ከምዝግባእ ገሊፆም።

እተን ትካላት ውፅኢታዊ ክኾና አንተኾይነን ተሳትፎ ህዝቢ ወሳኒ ክምዝኾነ ኣፅንኦት ብምሃብ ተዛሪቦም።

ብምንይችል ኣዘዘው

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.