Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ተጎረባበትቲ ከባቢታ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ልዝብ እናመርሑ ዝርከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኢዮም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልቲአን ክልላትን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳወ ከዲር ጁሃርን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዚ ድማ ኩለመዳይ ርክብ ክልቲአን ክልላት ኣጠናኺሩ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስጋር ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.