Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዝጠመጠ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኦባይዱላህ (ዶ/ር) ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ÷ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.