Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣካላት ፀፅታ እቲ ክልል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣካላት ፀፅታ እቲ ክልል ተዛቲዮም።

ኣብዘተኦም ኣብ እዋን ፆመ ረመዳን ፀፅታ ከተማ ጅግጅጋ ኢሉእውነ እቲ ክልል  ምጥንኻር  ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተላዚቦም።

ብተወሳኺ መስ ፆመ ረመዳን ብዝተዛመደ ባርዓት ሓዊ ኣቐዲምካ ኣብ ምክልኻልን ስራሕቲ ቁፅፀር ምጥንኻርን  ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ምዝታዮም ካብ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.