Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ናብ ጂግጂጋ ኣቲዮም።

እቲ ብርእሰ መምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኅ ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ንምግባር ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ጂግጂጋ ኣቲዩ ዘሎ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ርእሰ ምምሕዳርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን እቲ ልኡኽ ኣብ ጂግጂጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሕ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.