Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም።

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሰ ኣሶሳ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ፃንሒቶም፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ክልላት ዝህሉ ክልተኣዊ ምትሕብባር ሰላምን ልምዓትን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.