Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሰርሑ ዝርከቡ ህንፀት ስራሕቲ መገዲ ፀርግያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሊ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሰለጡ ዝርከቡ ህንፀት ስራሕቲ መገዲ ፀርግያ ዑደት ኣካይዶም፡፡

ብኣይተ ሙስጠፌ ዝተመርሐ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተሳለጠ ዘሎ ስራሕቲ ተዘዋዊሮም ዑደት ገይሮም፡፡

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዑደቶም ኣብ ማእኸል መገዲ ፈልሲ ዝተኸሉ እንትኾኑ ፤ ብሓፈሻ ኣብ ወሰን ፅርግያ እቲ መገዲ ልዕሊ 5 ሽሕ ኣእዋም ከምዝፀደቑ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.