Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ኣበራ ባያታ – ኣማኻሪ መሰረተ ልምዓት ርእሰ ምምሕዳር
  2. ኣይተ መሓመድ ኣብዱላዚዝ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
  3. ኣይተ መለሰ በየነ – ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት
  4. ኣይተ ታረቀኝ ታሲሳ – ዋና ዳይሬክተር ኤጄንሲ ወሳኒ ኹነት
  5. ኣይተ ዩሱፍ አልበሽር – ኮሚሽን ኮሚሽነር ስፖርት
  6. ኣይተ ተፈሪ ኣበበ – ኣማኻሪ ዘፈር ውዳበ ርእሰ ምምሕዳር ብምዃን ከምዝተሾሙ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.