Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ፑንትላንድ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራልን ክልል ሶማሌ ክልል ናብ ሶማሊያ ፑንትላንድ ከተማ ገሮዌ ኣቲዩ።

ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ፑንትላንድ ገሮዌ እንትኣቱ÷ ፕሬዚዳንት ምምሕዳር ፑትላንድ ሰኢድ ኣብዱላሂን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮሙሉ፡፡

እቲ ልኡኽ÷ ኣብ ምርቓት ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ዝተሃነፀን ንኢትዮጵያ ልዑል ረብሓን ኣገልግሎትን ዝህብ ዘበናዊ ናይ ሓባር ወደብ ከምዝሳተፍ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.