Fana: At a Speed of Life!

ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪሺ ሱናክ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም።

ሱናክ ተሰናባቲት ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣዶ መንበር ኣጥባቒ ፓርቲ ብሪታንያ ሊዝ ትረስ ብምትካእ ከምዝተመረፁ ይፍለጥ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ንንጉስ ቻርለስ ኣብ ቤተ መንግስቲ ቤኪንግሃም ምርካቦም ስዒቡ ቀዳማይ ሚኒትር እታ ሃገር ብምዃን ተሸይሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.