Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ምዕራባውያን ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ወሲና።

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ወሰን ዋጋ ነዳዲ ምዝወሰና ሃገራት ነዳዲ ከይሽየጥ ዝእግድ ኣዋጅ ውሳነ ከቲሞም።

እቶም ፕሬዚዳንተር ከምዝሓበሩዎ÷ ሃገራት ምዕራብ ዓለም ብሓደ ብምሕባርን ንሞስኮ ንምጉዳእን ብምሕሳብ ኣብ ወሰን ዋጋ ነዳዲ ስምምዕነት ፈፂመን፡፡

ብም÷ዃኑ ውሳነ ወሰን መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ዘመሓላለፋ ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ፣ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7፣ ከምኡ እውን ኣውስትራሊያ ዕደአን ክረኽባ ኣለወን ኢሎም ፕሬዚዳንት ሩሲያ ፑቲን፡፡

መንግስቲ ሩሲያ ኣብ መርበብ ሓበሬትኡ ብመሰረት ዘውፀኦ ኣዋጅ÷ ኣብ ልዕሊ ዝተፀርሓ ዝተነበረ እግድ ቀረብ ነዳዲ ከም ኣቀቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ለካቲት 2023 ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝውንን ክሳብ 1 ሓም 2023 ከምዝፀንሕን ተሓሩ፡፡

ፍልፍል፦ ኣር ቲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.