Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ዕዳጋ ነዳዲ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ትፈላለ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንባር እገዳ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ስዒቡ፥ ሩሲያ ናብ ላቲን ኣሜሪካ እትልእኾ መጠን ቀረብ ነዳዲ ክብ ምባላ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ እታ ሃገር ፕሪሞርስክ ብዝተብሃላ ወደባ ክልተ ኣስታት 73 ሺሕ ቶን ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ናብ ወደብ ቺሊ ጉዋያካን ምጓዓዛ ተሓቢሩ።

ሩሲያ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ሚያዚያ ኣቆፃፅራ ፈረንጂ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ቶን ነዳዲ ናብ ላቲን ኣሜሪካ ብፍላይ ብራዚል ምልኣኻ ተገሊፁ።

እታ ሃገር ኣብ 2011 ዓ.ም.ፈ ካብ ዝለኣኸቲ 211 ሺሕ ቶን ቀረብ ናዳዲ ኣዝዩ ከምዝውስኽ ድማ አር ቲ ነ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.