Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምእትገብር ኣብ ኢትዮጵያ የሩሲያ ኣምባሳደር እታ ሃገር ኢቭጌት ተረኪን ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር መነግስቲ ኣብቲ ክልል ዝገበሮ ሕጊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ህልውናን ምዝዛሙ ብእወንታዊ ጎኑ ከምዝርእይዎ ገሊፆም።

ብዙሓት ንፁሃን ሰባት እንተተይተጎድኡ እቲ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ምዝዛሙ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም።

በክልሉ ውድመት የደረሰባቸውን መሰረተ ልማቶች በተቻለ ፍጥነት ወደ ስራ እንዲገቡ ከኢትዮጵያ ጎን እንደሚቆሙም ነው የገለጹት፡፡

ኣብ ትግራይ ንዝተጎድኡ መሰረተ ልምዓታት ንምፅጋን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ደገፍ ከምዝግበር ድማ ሓቢሮም።

ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ሃገሮም ናይ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ጉዳይ ኢዩ ኢላ ከምእትኣምን ኣደሪኦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.