Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ።

እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።

እታ ናይ ጦር መርከብ ካብ ተዋጋእቲ ጀታት ብዝተተኮሰ ሚሳኤል ከምዝተወቕዐት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣረጋጊፁ።

ከም ፀብፃብ ቢቢሲ በቲ መጥቃዕቲ ህይውት ሓደ ሰብ ሓሊፉ።

#Russia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.