Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን።

ሩሲያ 108 ደቂ ኣኒስቲዩ ናይ ዩክሬን ወታደራት ሰዲዳ።

ዩክሬን ድማ ብኣብዝሓ ስቪላት ዝኾኑ 110 ሩሲያውያን ከምዝሰደደት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኣፍሊጡ።

ሩሲያ ካብ ዝሰደደተን ወተሃደራት እተን ክልተ ናብ ዩክሬን ምምላስ ከምዘይደለያ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.