Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያን ውሕመን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።

ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሜር ፑቲንን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣብ ዩክሬንን ካልኦት እዋናዊ ኩነታትን ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም።

ድሕንንት ምግቢ፣ ኣቕርቦት እኽሊ ዓለም ዝምልከት ስምምዕን ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ብዛዕባ ዘሎ ጎንፂን ካብቶም ዝዘተይሎም ዛዕባታት ተረቋሕቲ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ሩሲያን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ድሕንነት ምግቢ ንምርግጋፅን ምትሕብባሮም ንምጥንኻርን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ተስማዕሚዖም ክብል ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.