Fana: At a Speed of Life!

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199’ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ።

ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ዝተኻየደ ሰልፊ “ማዕቐብ ቀታሊ ኢዩ፣ ፀረ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ኣሜሪካን ዝኾኑ ረቀቕቲ ሕጊታት ንቃወም፣ ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600’ን ‘ኤስ 3199 ይሰረዙን ድሌት ብሓይሊ ንምፅዓን ዝግበር ዝኾነይኹን ተግባር ንቃወም፤ ኣይንቕበልን ዝብሉ መልእኽቲታት ከምዝተመሓላለፉ ግዜኢ ንግብረ ሓይሊ ሓድነትን ሰላምን ንኢትዮጵያ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፀሪሑ ፀብፂቡ።

እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዝጎድኡ ስለዝኾኑ ክስረዙ ኣለዎም ዝብሉ ጭርሖታት ኣብቲ ሰልፊ ተሰሚዖም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.