Fana: At a Speed of Life!

ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቀቕቲ ሕጊታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮማ ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ጣሊያን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ከምዝተሳተፉ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.