Fana: At a Speed of Life!

ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡

ዲሞክራቲክ ኮንጎ ዝረኸበታ ፍፁም ቅላዕ ኣጥቃዕ ሴድሪች ማካምቡ እንተይጠቐመላ ተሪፉ፡፡

መርሃ ግብሪታት መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ እንትቕፅሉ÷ 2 ሰዓት ዛምቢያ ምስ ታንዛኒያ ከምኡ እውነ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ናሚቢያ ሓሙሽተ ሰዓት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.