Fana: At a Speed of Life!

ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን።

እተን ምክትል ከንቲባ ነቲ ዘተ ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ መንጎ ህዝቢታት ዘሎ ፍቕሪ፣ ምትሕብባር፣ ምክእኣል፣ ምትሕግጋዝን ምክብባርን ኣብ ምጥንኻር ዘለዎም ርኡይ ተራ ብምድንፋዕ ከምቲ ልሙድ ክጠናኸር ንምግባር ምስቲ ምምሕዳር ተሓጋጊዝካ ንምስራሕ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.