Fana: At a Speed of Life!

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኩባንያ መዓድን ኢትኖ ኮቦ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ኣብ ክልል ጋምቤላ ወረዳ ዝርከብ ኩባኒያ መዓድን ኢትኖ ኣኮቦ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡

ኣብቲ ዑደት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ርአሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፣ ሚኒስትር ዴኤታታትን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልን ተረኺቦም፡፡

ኣብ እዋን እቲ ዑደት ድና ዝምልከተሞ ሓፍቲ ስራሕ ዞባ ኣኙዋሃ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ከይዲ እቲ ኩባንያ ገለፃ ዝገበሩ እንትኾ÷ እቲ ኩባንያ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብን ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ከምዝጅምርን እውን ተሓቢሩ፡፡

ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተሳለጠ ሓበሬታ ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.