Fana: At a Speed of Life!

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመሰገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ሚካይል ጃባሮቭ ዘቲዮም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዘተ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘረጋግፁ ጉዳያት ተሓባቢርካ ንምስራሕ ዘኽአል ስምምዕነት ተገይሩ ኢሎም።

ኣዘርባጃን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዘተኣማምን ናይ ምልማዕ ዘጋን ዕድላትን ብምጥቃም በፍላይ ኣታዊ ኣብ ምውሳኽ፣ ኢንቨሰትመንተን ስትራቴጂካዊ ስራሕቲን ዘለዋ ለምዲ ንምክፋል ወለንታዊት ከምዝኾነት ገሊፆም።

ብተወሳኺ ብሓባር ምልማዕ ዘኽእሉ ዕድላት ኩሎም ብሓባር ንምጥቃም ኣዘርባጃን ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.