Fana: At a Speed of Life!

ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ ኢትዮ-ቴሌኮምን ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ኢትዮ-ቴሌኮም ዑደት ኣሳሊጦም።

ኢትዮ-ቴሌኮም ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ 29 ከተማታት ኢትዮጵያ ማእኸላት መውሃቢ ኣገልግሎት ምዝገባ ዲጂታል መለለዪ መንነት ብምኽፋት ይሰርሕ ኣሎ።

ብመሰረት እዚ ብብርኪ ዓገር ክሳብ 2018 ዓ.ም ን90 ሚሊየን ዜጋታት መለለዪ መንነት ንምሃብ ከምዝተተለመ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.