Fana: At a Speed of Life!

ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምጥያሽን መኽፈቲን ጉባኤ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

ሎሚ መዓልቲ 24 መስከረም 2014 ናይ መወዳእታ ሰኑይ ወርሒ መስከረም፥ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መንግስቲ ተጣይሸሉ መዓልቲ ኢዩ።

ኣብቲ መኽፈቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፥ መኽፈቲ መደረ ከስምዓ ኢየን።

ከይዲ እቲ ጉባኤ እውን ብቐጥታ ፈነወ ክመሓላለፍ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ፥ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ሓለፍቲ ዓለም ለኻዊ ትካላትን፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ክርከቡ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.