Fana: At a Speed of Life!

ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

እቲ ባይቶ መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1265/2014 ዓ.ም ምፅዳቑ ዝዝከር እንትኸውን፥ ብመሰረት እዚ ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ካብ 26 ታሕሳስ ክሳብ 6 ጥሪ 2014 ዓ.ም እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ስለዝኾነ ድማ እቲ ኮሚሽን ብመንፅር ዝህልዎ ልዑል ሃገራዊ ሓላፍነት ተወሰኽቲ ሕፁያት ህዝቡ ንኽጥቁም ከምኡ እውን ብዝሃነት እታ ሃገር ተሓሳቢ ብምግባርን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክጥቁሙ ዘይከኣሉ ዜጋታት ዕድሉ ንመሃብ እቲ ምጥቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ክሳብ 13 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ገሊፁ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.