Fana: At a Speed of Life!

ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ ክብሉ ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

እቶም ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ዕላዊ ቁልፊ መሰረተ ልምዓት (PKI) ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ተመሪቑ ስራሕ ጀሚሩ ኣሎ ኢሎም።

እቲ ዕላዊ ቁልፊ መሰረተ ልምዓት (PKI) ድሕንነቱ ዝተረጋገፀ፣ ምትእምማን ዝነገሶ፣ ምሽጥራዊን ሕጋዊን ልውውጥ ዲጂታል ሓበሬታ ብምቅልጣፍ ዝተጀመረ ህንፀት ዓውዲ ዲጂታል ዘሳለጥ ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.