Fana: At a Speed of Life!

ምኽባር ናብራ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር ናብራ ንምፍታሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ መወዳእታ እቲ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ዝተጀመሩ ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ናይ ምርኻብ ተግባር ኣብ ኩለን ክልላት ንኽቕፅል እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሓሰን መሓመድ ንፋና ብሮድካስቲንግ ገሊፆም፡፡

ነዚ ድማ ማዕቐፍ ኣሰራርሓ ብምድላው ደለልቲ ካብቲ መርበብ ንምውፃእ ናብ ተግባር ከምዝተኣተወ ኣብሪሆም፡፡

እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝሓበሩዎ፥ መንግስቲ ምኽባር ናብራ ከምዝርዳእን ኢኮኖሚያዊ ሽርሕታት ብምውጋድ ፍርያት ብምድንፋዕን ቅርበት ዕዳጋ በቢከባቢኡ ናይ ምግባር ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅልን ኣገንዚቦም።

ብሃይለየሱስ መኮንን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.