Fana: At a Speed of Life!

ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ስርዓት ፌዴራል ንምጥንኻር ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ  ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።

እቲ በዓል መሰረት ገይሩ ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ዝተረኸቡ ኣይተ ኣገኘሁ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ባህሎምን ማንነቶምን ተኸቢሩ ብሓድነት ዝነብሩሉ ህብረ ብሄራዊት ሃገር ኢያ ኢሎም።

ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት፣ ኣተኣኻኻቢን ብሄራዊ ዛንታን ምህናፅ ብዘኽእል መልክዑ ይኽበር ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኢትዮጵያ ኣፈላላዮም ተኸቢሩ ሓበራዊ ባህሎምን ማንነቶምን ንክወራረሱ ከምዘኽእል እውን ሓቢሮም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.