Fana: At a Speed of Life!

ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓቛፊትን ሕብረ ብሄራዊትን ሃገር ንምህናፅ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ-ኣይተ ሙስጠፌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ሓቛፊትን ሕብረ ብሄራዊትን ሃገር ንምህናፅ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ገሊፆም።

ኣይተ ሙስጠፌ ምኽባር መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ብመሰረት ትልሙ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ይኽበር ኣሎ ኢሎም።

ትካላት ኣገልግሎት ፀፅታን ካልኦትን ዘተኣማምን ምድላው ብምግባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ባህሎምን ማንነቶም ንከርእዩ ዘኽአል በዓል ከምዝኾነ አወን ሓቢሮም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.