Fana: At a Speed of Life!

ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ-መርማሪ ቦርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ ክብል መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ።

ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ኮማንድ ፖስት ሰሜን ምዕራብ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝርከብ “ዘጠነኛ ፖሊስ ጣቢያ” ብምኻድ ተዓዚቦም።

በቲ ኮማንድ ፖስት ዝግበር ዘሎ ምኽባር ሕጊ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ግህሰት መሰል ንከየጋጥም ብጥንቃቐ ከምዝተተግበረ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ህዝቢ ተቐባልነት ንክህልዎ ምኽኣሉ ኣብሪሆም።

እቲ ምኽባር ሕጊ ሰላም እናረጋገፀ ንክኸይድ ግድኡ ልዑል ኢዩ ክብል ገእቲ ቦርድ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.