Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ጂም ዶብሰን ኣሜሪካ ኣብ ከባቢታት ምብራቕ ኣምሓራ እትገብሮም ዘላ ደገፍ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ተዓዚቦም።

እቶም ምክትል ዳይሬክር ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ እቲ ትካል ዝገብሮም ዘሎ ደገፋት መኽዘን፣ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲን ጣቢያት ጥዕናን ርእዮም።

በቲ ጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታትን ክፋላት ማሕበረሰበን ዝካየድ ዘሎ ፃዕሪታት ብዝምልከት ምስ ተምሃሮ፣ መራሕቲ ማሕበረሰብ፣ ሰብ ሞያ ጥዕናን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ከባቢን ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.