Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ልምዓትን ሰላምን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ህዝባዊ ዘተታት ደልየት ህዝቢ ሰላምን ልምዓትን ከምዝኾነ ጎሊሁ ወፀኢ ኢዩ ኢሎም ኣይተ ተመስገን።

ክልል ኣምሓራ እወን ሰላም ኣብ ምፅናዕን ልምዓት ኣብ ምጥንኻርን ዘለውዎ ፀጋታት ብምልላይ ብብቕዓት ክሰርሕ ኣለዎ ኢሎም።

ሓድነት ኣመራርሓ ምርግጋፅ፣ በዓል ዋና ዝተማልአ ሰላም ምዃን ኣድላዪ በምዃኑ ጠመተ ሂብካ መስራሕ የድሊ ከብሉ ገሊፆም።

ብደሳለኝ ቢራራ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.